ግድብ ህዳሴን መጠን ዝሕዞ ማይን ብዝምልከት ኣይተደራደርናን -፡ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ

ETHIOPIA DAM

ግብ ኣብ ዝቐፀለ ልዝብን ኣብ ስም ካርቱም ኣብ ልዕሊ ግድብ ህዳሴን መጠን ዝሕዞ ማይን ኣይተደራደርናን ኢሎም ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ።

ዛጊድ ምስ ፕሬዝዳንት ዓብዲልፈታሕ ኤል-ሲሲ ኣብ ዘካየድዎም ሓሙሽተ ልዝባት መርገፂ ኢትዮጵያ ከይተቐየረ ቀፂሉ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ተፈጥሮኣዊ ጋዝ ናብ ዕዳጋ ምቕራብ ክትጅምር'ያ ክብሉ'ውን ኣፍሊጦም።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Ethiopia-PM-Egypt-3-30-15