መንግስቲ እንግሊዝ ንኢትዮጵያ ካብ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ ብምኽንያት ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ንገሊኡ ኣቋሪጸዮ ይብል

uk aid logo

መንግስቲ እንግሊዝ ብባንኪ ዓለም ኣቢሉ፡ ኣብ ኢትዮጵያ መሰረታዊ ኣቕርቦት ንምምላእ ዝህቦ ዝነበረ ሓገዝ`ዩ ኣቋሪጸ ዝብል ዘሎ።

እቲ ምኽንያት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ናጻ ፕረስን ኣብ ልዕሊ ተቓወምትን መግሃስቲ መሰላት ትፍጽም ኣላ ዝብል`ዩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ግን ነዚ ክሲ ኣይቅበሎን።

ምሉእ ጸብጻብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል

Your browser doesn’t support HTML5

Ethiopia-UK AID