በዓል ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ

NUEW branch in North America

መበል ሰላሳን ሓሙሽተ ዓመት ምምስራት ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ -ሃማደኤ ብዝምልከት ዝተዳለወ ስምፖዝየም ኣብ ኣርሊንግተን ቨርጂንያ ዋሺግቶን ዲሲ ቀዳም 8-መጋቢት ተኸቢሩ::

ምስ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዩ ድርብ ኾይኑ ዝተዳለወ 'ቲ ስምፖዝየም፣ "ኣብንታዊ ተራ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጊዜ ኲናትን ሰላምን: ኣለም ለኻዊ ኣረአእያን," ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ 'ዩ ኔሩ።

ሙሉእ ትሕዝቶ'ቲ መደብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Special-Feature-NUEW-3-10-15