` ቆርጫጭ ሓጊዙኒ`ዩ` ሄርሞን በራኺ

Hermon Beraki

ኢትዮጵያዊት ስነ-ጥበባዊት ሄርሞን በራኺ፡ "ደሓን ዲኺ ኣይትበለኒ" ዝብል ዜማ ኣውጺኣ`ላ። ነታ ዜማ ኣብ ምውህሃድ ምስ ኤርትራዊ ስነ-ጥበባዊ ተስፋኣለም ኣረፋይነ- ቆርጫጭ ኮይና ከምዝሰርሓታ ትገልጽ።

ሄርሞን ጋሻ መደብ ቂሐ-ጽልሚ ኮይና ቀሪባ`ላ ስምዕዋ፡

Your browser doesn’t support HTML5

ሀርሞን በራኺ