አልሸባብ ኣብ ማእኸላት ንግዲ ምዕራባውያን መጥቃዕቲ ክፍፀም ፀዊዑ

Kenya Mall Attack

ኣብ ዩናይትድ ስቴትስ ካናዳን ኣብ ልዕሊ ዝርከባ ክልተ ማእኸላት ዕዳጋ ኣብ ሱማሊያ ዝመደብሩ ኣሸባሪ ኣል-ሸባብ መጥቓዕቲ ክፍፀም ዝፅውዕ ቪዲዮ ድሕሪ ምዝርግሑ ዝለዓለ ሓለዋ ፀጥታ እናተገብረለን ከምዘለዋ ተገሊፁ።

ሚንስቴር ሃገራዊ ደሕንነት ዩናይትድ ስቴትስ ክኣ ህዝቢ ዝለዓለ ጥንቃቐን ኣስተብህሎን ክገብር ተማሕፂኑሎ።

እዚ ዳሕረዋይ ዝተዘርግሐ ቪዲዮ ዓለምለኸ ኣሸበርቲ ናብ ሓድሽ መድረኽ ከምዝኣተው ዘርኢ እዩ ተባሂሉ ኣሎ።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘለሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-US-Mall-Threats-2-23-15