ብምኽንያት ምምራቕ 57 ዶክተራት ዝተኻየደ መደብ

Eritrea-Doctors

ካብ ምሩቓት ሓደ ዾር ኤፍረም ካሕሱ ኣብ`ቲ ደረጃ ምብጽሐን ዓቢይ ዕግበት ይህበኒ ይብል

ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ እዋን ካብ ቤት ትምህርቲ ኦሮታ 57 ዶክተራት ኣመሪቓ `ላ። ካብኣቶም 22 ንመጀምርታ ግዜ ብሕክምና ስኒ ዝተመረቑ`ዮም።

ነዚ ብዝምልክት ምስ ምሩቕ ሕክምና ስኒ ዶር ኤፍረም ካሕሱን ምስ ዲረክተር ጉዳያት ተመሃሮ ፕሮፈሰር ረዘነ ሃብተማርያምን ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

ምምራቕ ዶክተራት ኣብ ኤርትራ