Tigrigna News

Your browser doesn’t support HTML5

ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ነናይ 30 ደቓይቕ ፕርግራም ይፍኑ 1900 to 1930 UTC/. ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ቲ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር፡ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን የኸትል ሰሙናዊ መደባት ረቡዕ፡ ህዝቢ ምስ ህዝቢ