ኣብ ኣስመራ መርዓ ኣብ ዝተፈፀመሉ እዋን፡ ሓደ መርዓዊ ንምርዓቱ ከይተፀበየቶ ደሪፉላ። እታ ደርፊ ንዘሕለፍናዮ ናይ ክልቲኤና ህይወት ተዘኻኽርያ’ ይብል መርዓዊ ናሆም ዮሃንስ። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ መደብ ቂሔ-ፅልሚ ኣብ ምቅራፅ እታ ደርፊ ዝተዋሰአ ጊታሪስት ጌዴዎን ጎይቶኦም እውን ተሳቲፉ’ሎ።
ሙሉእ ትሕዝቶ መደብ ቂሔ-ዕልሚ- ፡ ዕላል ምስ ስነ-ጥበባውያን፣ ናሆም ዮሃንስን ጊደዎን ጎይቶኦምን ካብ ኣስመራ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።
Your browser doesn’t support HTML5