መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡- ኩባ ብዝምልከት ናይ ኣሜርካ ሓድሽ ኣቀራርባ የዘራርብ

Obama US Cuba

ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኩባ ብዝምልከት ኣብ ቀረባ ዝወሰድዎ ስጉምቲ ሓድሽ ኣቀራርባ ከዘራርብ ቀንዩ'ሎ።

/ በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ካብ ኣትላንታ / ግላውዴዎስ ኣርኣያ ኸኣ ካብ ኒዮርክ ፣ እዚ ሓድሽ ኣአራርባ ኣብ ዓለም ዝህልዎ ትርጉምን ፅልዋን ኣብ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ተመያይጦምሉ'ለው።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-US-Cuba-New-Approach-1-7-15