ኣብ ኢትዮጵያ ከተማ ባህርዳር ሓደ እንግሊዛዊ ቱሪስት ኣብ ድሮ ልደት ብጥይት ተቐቲሉ

ኢትዮጵያ

`ተኳሲ፡ ብረት ተባሪቕዎ`ዩ ` ይብል ወሃቢ ቃል መንግስቲ

`ተኳሲ፡ ብረት ተባሪቕዎ`ዩ ` ይብል ወሃቢ ቃል መንግስቲ

ናይ ብሪጣንያ ቢት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ፡ ዜግኡ ኣብ ባህርዳር ከምዘተቐትለ ኣረጋጊጹ፡ ንቤተሰብ ቆንስላዊ ምትሕብባር ይገብር ከምዘሎ ኣፍሊጡ`ሎ።

እቲ ኣብ ድሮ ልደት ጥይት ዝተኮሰ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዩ`ሎ ይብል መንግስቲ ኢትዮጵያ።

ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ባህርዳር፡ ግጭት ምንባሩን፡ ካብ ሰለስተ ዘይውሕዱ ሰባት ከምዝሞቱን፡ ብቪኦኤ ተሓቢሩ ምንባሩ ይፍለጥ።

ንተወሳኺ ኣብ`ዚ፡-

Your browser doesn’t support HTML5

British man killed in Ethiopia