2014 ዓ.ም ኣብ ጎንፅታት ንዝተገድዑ ቆልዑ ዝኸፍአት ዓመት'ያ ኔራ ክብል ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ሕፃናት ዩኒሴፍ ዘውፅኦ ፀብፃብ ገሊፁ።
FILE - Syrian refugee children sit at a makeshift settlement in Qab Elias in the Bekaa Valley, Dec. 8, 2014.
ኣብ ሪፑብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪቃ፣ ኢራቅሥደቡብ ሱዳን፣ ግዝኣታት ፍልስጤማውያን፣ ሶርያን ዩክሬይንን 6'ቲኤን ኣዝየን ብህውከት ኣብ ዝተጠቅዓ ሃገራት ዝርከቡ 15-ሚልዮን ቆልዑ ሓዊሱ ብሓፈሻ 230-ሚልዮን ቆልዑ ህውከት ኣብ ዘለዎ ከባቢታት ከም ዝነብሩ ዩኒሴፍ ገሚቱ'ሎ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ መልክት ድምፂ ጠውቁ።
Your browser doesn’t support HTML5
TIG- Yearender--UN CHILDREN-12-26-14