ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝምልከት ፀብፃብ ዴንማርክ - ንኤርትራውያን የዘራርብ -2ይ ክፍሊ

መንግስቲ ዴንማርክ ኣብ ቀረባ ንዝተራእየ ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገሩ ከምኡ'ውን ኣብ ኤውሮጳ ስለ ዘሰንበዶ ሓደ ተልእኾ ኣናዳይ ሓቂ ናብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምልኣኽ መበገሲ'ቲ ዋሕዚ ስደተኛታት ብምፅናዕ ሓደ ፀብፃብ አውፂኡ'ሎ።

እዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ቤት-ዕዮ አገልግሎት ኢሚግሬሽን ዴንማርክን - ዘውፅኦ ፀብፃብ ንኤርትራውያን'ውን የዘራርብ'ሎ።

ሎሚ 2ይ ክፍሊ ቀሪቡ'ሎ። ኣብ ትሕቲኡ'ውን ቀዳማይ ክፍሊ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Debate-On Danish Immigration Service Report.-Part#2

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Debate-On-Danish-Immigration-Report-Part#1