ስርዓተ ሕጊ ኣሜሪካ ብዓይኒ በዓል ሞያ ሕጊ፡- አቶ ሙሉጌታ አረጋዊ

Ferguson Nationwide Protests

ስርዓተ ሕጊ ኣሜሪካ ብፍላይ እቲ ጁሪን ግራንድ ጁሪን ተባሂሉ ዝፍለጥ ካብ ህዝቢ ዝተዋፅኡ ሰባት ዝሓዘ ኮሚቴ ዝካየድ ስርዓተ ፍትሒ ዘለዎ ትርጉም፡ ረብሓን ጉድለትን በዓል ሞያ ሕጊ፡ አቶ ሙሉጌታ አረጋዊ ካብ ዋሽንግተን ዲሲ መብርሂ ሂቡሉ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝተኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Ferguson-11-28-14