ታኪን ወይ ታርኪ፡ እንግሊዛውያን ዝተማልእዋ ዘይኮነትስ ኣብ`ዚ ኣብ ኣመሪካ ዝጸንሐት`ያ ዝብል ሓዲሽ መጽናዕቲ
Thanksgiving ማለት መዓልቲ ምስጋና ፡ Turkey ወይ ታኪን ዝብልዓሉን ምስጋና ዝለዋወጠሉን በዓል`ዩ።
ንምዃኑ እዛ ታኪን፡ ካብ እንስሳ ዘገዳም ሓሊፋ፡ መዓስ እያ እንስሳ ዘቤት ኮይና? ኣብይ ኢያ`ኸ ተረኺባ? ኣብ ኤውሮጳ ወይስ ኣብ`ተን ሽዕኡ ኣመሪካ ዝብሃላ ዝነበራ ንመክሲኮ ሓዊስካ?
ዝገርም ጉዕዞ ታኪን ንምስማዕ ኣብ`ዚ ኽፈቱ፡
Your browser doesn’t support HTML5