Your browser doesn’t support HTML5
ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ኤፍረም ገብረክርስቶስ
ኣብ ኤርትራ ዞባ ደቡብ፡ ሎሚ ዘመን ጽቡቕ ክራማት ብምንባሩ፡ ኣዚዩ ዘዕግብ እኽሊ ይሕፈስ ከምዘሎ ይገልጽ ኣቶ ኤፍረም።
ከባቢ ጎላጉል ሃዘሞን፡ መንደፈራን ካብ`ቲ ተጠቃሲ ምዃኑ `ውን ይገልጽ።
ሓረስቶት ናብ ታዕሊም እተዉ እናተብህለ፡ ኣብ ምእታው እኽሊ ህጽረት ሓይሊ ሰብ ኣይጋጥምን`ዶ ንዝብል ሕቶ ድማ፡ ኩሉ እንተሓጋገዘን እናተማልአን ስለዝኸይድ ዘሎ፡ እዚ ዝብሃል ጸገም ኣይተራእየን ኢሉ።
1ይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምርካብ ይክኣል፡