ወዲ ትኹል፡ ከዲጃ ኣደም፡ ሃይለ ናቲ ፡ኣበባ ሃይለ፡
ኣብ ከተማታት ኣመሪካ ምርኢታት ከካይዱ ድሕሪ ምኽራም፡ ቅድሚ ናብ ኤርትራ ምብግጋሶም ኣብ ስትድዮ ቪኦኤ ተዓዲሞም ምርኢት ኣርእዮም ኔሮም።
Eritrean Salina Band Abeba
ምስኦም ዝተኻየደ ወግዕን ጸወታን ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ቂሔ ጽልሚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ጉጅለ ባህሊ ሳሊና ኣብ ስቱዲዮ ድምጺ ኣመሪካ
ኣብ ቪዲዮ ተወሳኺ ንምርኣይ ከኣ ኣብ ታሕታዋይ ገጽ ምርኣይ ይክኣል