ግንባር ሓርነት ኦጋደን ኣብ መሬት ኦጋዴን ዝዓስከርኩ ሓይሊ`የ ይብል

ONLF Fighters

ምስ ኣልሸባብ ዝኾነ ርክብ ከምዘይብሉ ዝገልጽ ኦብነግ፡ ንፈደራልዊ መንግስቲ ሶማል ድጋፉ ይገልጽ

ናይ ሕቡራት ሃገራት ተቖጻጻራይ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልን፡ ንግንባር ሓርነት ኦጋደን ምስ ኣል-ሸባብ ርክብ ኣለዎ ክብል ገሊጽዎ`ዩ። መዓስከሩ ናብ ሶማልያ ብፍላይ ከኣ ናብ ሞቓዲሾ ኸምዘግዓዞ`ውን ኣብ ሪፖርቱ ገሊጹ። ካብ ኤርትራ ሓገዝ ከምዝርከብ`ውን ጠቒሱ።

ሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ግንባር ሓርነት ኦጋደን ዓብደልራሕማን ማሕዲ ግን፡ ንእልሸባብ ጸላእቱ ኢና፡ መደበርና ኣብ ኦጋዴን`ዩ፡ ካብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣጽዋራት ንምዕዳግ ጸገም የብልናን፡ ከምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝብሎ ኣብ ኦጋደን ዘየለና እንተኾይና ኸኣ፡ መንገዲ ይኽፈተልኩም`ሞ መጺኹም ክትርእዩና ዝብል መልስታት ሂቡ።

ምሉእ ፕሮግራም ኣብ`ዚ ሎ፡

Your browser doesn’t support HTML5

ONLF Foreign secretary Abderahman Mahdi