መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ፡ ውፂኢት ምርጫ ኣሜሪካ ብዓይኒ ምሁራት

2014

ኣብ ናይ ትማሊ ናይ ኣሜሪካ ምርጫ ሴኔትን ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ሪፑብሊካውያን ብኣብዝሓ ተቀፃፂሮሞ'ለው።

ሪፑብሊካውያን ብኣብዝሓ ንኽልቲኡ ምሓዞም ዝህልዎ ፅልዋ ብዝምልከት፡- ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዶ/ር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ዶ/ር ግላውደዎስ አርኣያን ዝሃብዎ ሙሁራዊ ትንተና ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-P2P-On-US-Election