ኤርትራ -፡ ጂ-15'ን ጋዜጠኛታትን ካብ ዝእሰሩ 13-ዓመታት

ERITREA

ኣብ ኤርትራ ቅድሚ 13-ዓመታት ከምዛ ሎሚ መዓልቲ 11 ሚኒስተራትን ኣባላት ፓርላማን ዝነበሩ ተኣሲሮም። ድሕሪ ሰሙን ድማ ልዕሊ 10 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም። ሃብቶም ዮውሃንስ ጋዜጠኛን ፀሓፊን ካብ ሆላንድ ብዛዕባ'ዚ ተዘክሮኡ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቅ ተዛሪቡ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Eritrean G-15 and Journalists-13 Years -9-18-14