መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፡ ኣብ`ታ ሃገር ዝንቀሳቐሳ ዘይመንግስታዊ ትካላትን ናይ ብሕቲ ትካላትን፡ ክሳብ ፍርቂ ለካቲት ናይ ወጻኢ ሰራሕተኛታተን ከባርራን ደቁ ዓዲ ክቖጽራን ኣዚዙ`ሎ።
80% ሰራሕተኛታት ደቂ-ደቡብ ሱዳን ክኾኑ ኣለዎም ይብል መንግስቲ ደቡብ ሱዳን:;
እቲ ዜና ዝተሓዋወሰ ምላሽ ኣስዒቡ`ሎ።
A traditional dancer takes part in celebrations marking the third anniversary of South Sudan's independence, in Juba, July 9, 2014.