ዋሽንግተን ዲሲ—
ሜሮን የማነ ሰመዳር ኣብ ኤርትራ ሳሕል ተወሊዱ ኣብ ከተማ ኸረን ዝዓበየ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ዩናይትድ ስቴይትስ ከተማ ኦክላንድ ክፍለ-ግዝኣት ካሊፎርንያ ዝነብር ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ'ዩ።
መንእሰይ ሜሮን ዛጊድ ዘዋህለሎ ተመኩሮን ዘለዎ መፃኢ ባህጉን አዕሊሉና'ሎ።
ሙሉእ ትሕዝቶ 2ይ ክፍሊ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠዉቁ። 1ይ ክፍሊ'ውን ኣብ ትሕቲኡ ቀሪቡ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
TIG-Meron-Yemane-Semedar-2nd Part-9-16-14
Your browser doesn’t support HTML5
TIG-Interview-Meron-Semedar-1st Part-9-2-14.mp3