ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ከባቢ `ብርኪቶ` ብዛዕባ ዝተሰርሐት ሓዳስ ዲጋ ሩባ `ሸፈና`

Brkito Dam-2

ን ሓረስቶት ኣቦይ ቀሺ ግርማይ መድሃኔን ወ/ሮ ትርሓስ ገብሪሂወትን፡ ኣብ`ቲ ኸባቢ ነታ ዲጋ ሪኢና እናተመልሰና ኸለና ኢና ብሃንደበት ኣብ መንገዲ ጎፍ ኢሎምና- መጀመርያ ቀሺ ግርማይ፡ ሕልፍ ምስ በልና ድማ ወ/ሮ ትርሓስ። መን ምዃናን ካበይ ከምዘመጻናን`ውን ዝፈለጡ ኣይመስለንን። ካብ ኣዘራርብኦም`ውን ኣይመስሉን።

Brkito Dam-3

ማይ-ክሮፎነይ ምስ ኣቕረብክሎም ግን፡ እታ ዲጋ ብምስርሓን ፡ጽቡቕ ከረምቲ ኾይኑ ብምምልኣን ዝተሰምዖም ክቱር ታሕጓስ ብኸምዚ ዝስዕብ ገሊጾም፡-

Your browser doesn’t support HTML5

ሓረስቶት ብርኪቶ