ኣብ ፈስቲቫል መንእሰያት ሳዋ ካብ ዝቐረቡ ፈጠራታት ተክኖሎጂ

Sawa Girl


ኣብ`ቲ ኣዳራሽ ኤግዚቪጅን ሳዋ ቐሪቡ ዝነበረ ውጽኢታት ተክኖሎጂ ብርክት ዝበለ`ዩ። ንኹሉ ተዛዊርካ ክትርእዮ ግን፡ ተጸዋርነት ብርቱዕ ሃሩር ይሓትት። ኣብ`ቲ "ሃንገራት" ዝብሃል ግዙፍ ኣዳራሽ ዝነበረ ሙቐት፡ ካብ`ቲ ኣብ ደገ ዝነበረ ዕጽፊ`ዩ ዝመስል።

ንገለ ከይረኣኻን፡ ነቶም መንእሰያት ሳይንትስት ከየዛረብካን ክትምለስ ግን ይኸብድ።

ኣነውን ከምኡ`የ ጌረ። እምበር ንኹሉ ዳህሲሰዮ ክብል ኣይክእልን።

sawa festival

ንሎሚ ነዞም ዝስዕቡ መንእሰያት ኣቕሪበ`ለኹ። ኣብ ቀጻሊ`ኸኣ፡ ካልእ እንተለኒ ሃሰስ ክብል`የ። ተወልደ ወልደገብሬል`የ።

Your browser doesn’t support HTML5

Youth Festival