ኣርያም ወልደኣብ ኣብ መደብ ቂሔ ጽልሚ

Ariam Weldeab

ሓጸርቲ ዛንታታት ብምጽሓፍ ትፍለጥ መንእሰይ ስነ-ጥበባዊት ኣርያም ወልደኣብ፡ ፈላማይ መጽሓፍ`ውን ኣውጺኣ`ላ።

ኣርያም ንዛንታታታ ካበይ ኢያ ትደልዮም? ስለምንታይ`ከ ካብ ግጥሚ ሓጸርቲ ዛንታታት ትፈቱ?

Your browser doesn’t support HTML5

Ariam Weldeab