"ባእሲ ሓራምዝ ፡ ሳዕሪ ንምጉዳእ" ሳዕቤናት ቅርሰና ኣብ ሶማሊያ፡መጽናዕታዊ ጸብጻብ

Awet-Weldemichael

ናብ ሶማሊያ ዞባ ፑንትላንድ 4ተ ግዜ ተመላሊሱ። ሳዕቤናት ቅርሰና ኣብ ህዝቢ`ቲ ከባቢ ዘምጽኦ ሳዕቤን ብዝምልከት ዘካየዶ መጽናዕቱ ኣብ ቀረባ ወጺኡዎ`ሎ።

ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል፡ ዘይሕጋዊ ምግፋፍ ዓሳ ዘስዓቦ፡ ኣህጉራዊ ቅርፍስ፡ ኣብ ናብራ ህዝቢ`ቲ ኸባቢ ዘውረዶ ሃስያ ይትንትን።

ዶ/ር ዓወት ኣብ ዩኒቨርሲቲ ከንታኪ ናይ ታሪኽ መምህር`ዩ።

ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Dr. Awet weldemichael