ርኢቶ 3ተ ኤርትራውያን፡- ኣብ ልዕሊ ኩነታት ቅዋም ኤርትራ

Map of Eritrea and Ethiopia

ዶ/ር ጋይም ክብረብን አቶ ዓብዲራሕማን ሰይድን ካብ ሎንደን ዓዲ እንግሊዝ፣ አቶ ኣልኣዛር አብርሃም ኸአ ካብ ዩናይትድ ስቴይትስ ክፍለ ግዝአት ካሊፎርንያ ከተማ ኦክላንድ ኣብ ልዕሊ'ቲ ኣብ ቀረባ ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ኣብ መበል 23 ዓመት ዕለት ነፃነት ኤርትራ ዘልዓልዎ ምንዳፍ ቅዋምን ብዛዕባ'ቲ ፀዲቁ ግን ፈፂሙ ዘይትትግበረ ናይ 1997 ዓ.ም ቅዋምን ርኢቶኦም ሂቦም'ለው።

ንምስምዑ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Debate-On-Eritrean-Constitution