3ይ ክፍሊ ርኢቶ 3ተ ኤርትራውያን፡- ኣብ ልዕሊ እዋናዊ ኩነታት ኤርትራ

Eritrea map


ዶ/ር ጋይም ክብረብን አቶ ዓብዲራሕማን ሰይድን ካብ ሎንደን ዓዲ እንግሊዝ፣ አቶ ኣልኣዛር አብርሃም ኸአ ካብ ዩናይትድ ስቴይትስ ክፍለ ግዝአት ካሊፎርንያ ከተማ ኦክላንድ ኣብ ልዕሊ'ቲ ኣብ ቀረባ 4ተ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ "ሓውካ አበይ አሎ?" ብዝብል ዘውፅእዎ ፅሑፍን ፕረዚደንት ኢሳያስ አፈወርቂ ኣብ መበል 23 ዓመት ዕለት ነፃነት ኤርትራ ብዛዕባ ዘልዓልዎ ምንዳፍ ቅዋምን ርኢቶኦም ሂቦም'ለው።

ንሎሚ 3ይ ክፍሊ ክፍሊ ቀሪቡ'ሎ። ንምስምዑ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

TIG-Debate-On-Eritrean-Situation