ምሩኻት ኩናት ተባሂሎም ዝተታሕዙ 19 ግን ገና ኣይወጹን
Your browser doesn’t support HTML5
Eritreans in Djibouti
ኣብ ጅቡቲ ተኣሲሮም ዝነበሩ 267 ኤርትራውያን ብምልኦም ንናይ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት ተረኪቦም
ምሩኻት ኩናት ተባሂሎም ዝተታሕዙ 19 ግን ገና ኣይወጹን
ምስ ክልተ ካብ`ቶም ዝተፈትሑን፡ ንኤልሳ ጭሩምን ኣዘራሪብና`ለና: ተኸታተሉ