Your browser doesn’t support HTML5
Jemal Romodan -Temesgen Yared
ካብ ቆልዕነቶም ጀሚሮም፡ ኣብ`ቲ ጥበብ ዝጸንሑ`ዮም። ዝሓለፈ ሒደት ዓመታት ካብ መንጎ ዝለዓላ ተሰማዕቲ ደርፍታት ኣፍርዮም።
ተመስገን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ሓዳስ ኣልቡም ኣውጺኡ ኔሩ።
Temesgen Yared
ጀማል ከኣ ናይ ጸጋይ በራኺ ብምድጋምን ነጸላ ደርፍታት ብምዝርጋሕን ብዙሕ ኣበርኪቱ።
ድምጺ ኣመሪካ፡ ንኽልቲኦም ህቡባት መንእሰያት ስነ-ጠበባውያን ዓዲማቶም ኣላ።