ፍሉይ መደብ ብዛዕባ ኣሕመድ ናስር

Ahmed Nasser

ኣቦ-መንበር ተሓኤ ዝነበረ ኣቶ ኣሕመድ ዝሓልፈ ሓሙስ ኣብ መበል 68 ዓመቱ ኣብ ሽወደን ዓሪፉ`ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

Ahmed Nasser


ኣቦ-መንበር ተሓኤ ዝነበረ ኣቶ ኣሕመድ ዝሓልፈ ሓሙስ ኣብ መበል 68 ዓመቱ ኣብ ሽወደን ዓሪፉ`ሎ።

ካብ መንጎ መራሕቲ ተቓወምቲ ሓደ ዝነበረ ኣቶ ኣሕመድ ናስር፡ ኣብ መወዳእታ ሓላፍነቱ ኣቦ-መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኮይኑ ሰሪሑ።

ንኣቶ ኣሕመድ ናስር ዝፈልጥዎ፡ ዶ/ር ዮሱፍ ብርሃኑ፡ ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ፡ ኣቶ ተኽለዝጊ ገብረመድህን፡ ኣቶ መሓመድ ስዒድ መፍለስ ኣብ`ዚ መደብ ቀሪቦም ዝበልዎን ካልእን ንምስማዕ

ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡