ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ መምህር ቋንቋ ትግርኛ`ዩ። 14 መጻሕፍቲ ከምዝጸሓፈ ገሊጹ`ሎ። ካብ መንጉኡ መጻሕፍቲ ሰዋስውን መዝገበ ቃላትን ይርከቦ።
ምስ ዶ/ር ዳኒኤል ተኽሉ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
Your browser doesn’t support HTML5
Dr. Daniel Teklu
Ethiopia
Your browser doesn’t support HTML5
Dr. Daniel Teklu