ቂሔ-ጽልሚ ምስ ድምጻዊ ጸጋዘኣብ ገብረስላሰ

Tsegazeab-G

“እምበይተይ” ብዝብል ቅጽል ሽም`ውን ዝፍለጥ ጸጋዝኣብ፡ ብባህላዊ ጸወታታቱ ዝያዳ ይፍለጥ።

Tsegazeab-G

ኣብ ጥሪ ዕብዲ ዝብሃለሉ ናይ መርዓታት ወርሒ፡ ምስኡ ወግዒ ከፊትና ኔርና፡ ኣብ ዝቕጽል ምልክት ድምጺ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Kaleidoscope