ኣብ መጀመርያ`ዚ ወርሒ፡ ብዛዕባ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ-ሰባት በረኻ-ሲናይ፡ ብፍላይ ከኣ ንኤርትራውያን ዝምልከት ሓደ ሪፖርት፡ ናብ ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ ቀሪቡ ተዘርጊሑ`ሎ
Ambassador-Tesfamicheal-Gerahtu
ሚንያ ኣፈወርቂ፡ ንሓንቲ ካብ ጸሓፍቲ`ቲ ሪፖርት ሜሮን እስቲፋኖስን፡ ንምላሽ መንግስቲ ኤርትራ ኸኣ ካብ ዓዲ-እንግሊዝ ምስ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ዘካየደቶ ቃለ-መጠይቕ፡ ዝሓለፈ ሰሉስ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ኣቕሪብና ኔርና።Meron-Estifanos
ሎሚ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ክቐርብ`ዩ፡Your browser doesn’t support HTML5
Human Trafficking Report