ምስ ደራሲት `ዕጫ ዘይተወልደ ዕሸል`

Nigsti Gebrehannes

ወ/ሮ ንግስቲ ገብረሃንስ፡ ኣብ እዋን “ምዝላቕ’” 5ተ ደቃን 4ተ ኣሕዋታን ሒዛ፡ ናብ ገድሊ ተጸንቢራ
ወ/ሮ ንግስቲ፡ ነቲ ንነዊሕ እዋን፡ ኣብ ሓንጎላ ክፈልሕ ዝጸንሐ፡ ታሪኽ ጽንዓትን ተወፋይነትን ደቀንስትዮ ኤርትራ ብዓቕማ ክተዘንትዎ ክትሕልን ምጽናሓ ትገልጽ።

ጓላ: ስነ-ጥበባዊት ቨሮኒካ ሰሎሞን፡ “እዚ ጉዳይ`ዝስ ክጸሓፍ ኣለዎ ትብሎ ዝነበረት`ዩ፡ ክንደይ ዓመታት ከምዘወሰደትላ`ዛ መጽሓፍ ብዓይነይ ዝምስክሮ`ዩ፡ ለይትን መዓልትን ከመይ ትጽዕር ከምዝነበረት እዝክሮ`የ” ትብል። ኣብ ናይ ባዕላ ስነ-ጠበባዊ ስራሓት`ውን ናይ ኣዲኣ ኣበርክቶ ከምዝነበረ ናብ ቃልሲ-ተመሊሳ ትዝክር።

ስነ-ጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ( ሊንጎ)፡ እታ መጽሓፍ ናብ ምሉእ ዓለም ንኽትበጽሕ ብእንግሊዝኛ ክትትርጎም ምኽኣላ፡ ነቲ መዳርግቲ ዘይብሉ ታሪኽ ኣብ ምስግጋር ድርብ ብልጫ`ዩ ይብል።

ምስ ሰለስቲኦም ዝተገብረ ዕላል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Listen to the Program-11-29-13