ሓዲሽ ሓደጋ ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ

ልዕሊ 200 ሰባት ሒዛ ዝነበረት ጃልባ ሎሚ ጥሒላ`ላ፡ መንነት ኣብኣ ዝነበሩ ዜጋታት ገና ኣይተፈልጠን
ኣብ`ታ ጃልባ ከባቢ 200 ሚእቲ ከምዝነበሩን 120 ከምዝደሓኑ፡ 10`ታት ግን ከምዝመቱ ይግለጽ ኣሎ።

ዝሓለፈ ሰሙን መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ዝሓዘት መርከብ ጥሒላ ልዕሊ 300 ሰባት ከምዝሞቱ ይዝከር።

ኣብ`ዛ ናይ ሎሚ ጃልባ ዝነበሩ ግን ዛጊት ካበየነይቲ ሃገር ዝመጹ መዃኖም ኣይተፈልጠን።

Your browser doesn’t support HTML5

Listen to the news