መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ - ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ፃዕርታት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓለለፍቲ ሕማማት
ዶ/ር አርኣያ ብርሃነ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓላፊ ክፍሊ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ካብ አስመራ፣ አቲ ጠዓመ ዘገየ ኣብ ቢሮ ጥዕና ክሊ ትግራይ ሓላፊ ምክላኻልን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ሕማማት ኣብ ሃሃገራቶም ዝካየዱ ፃዕርታት ብዝርዝር ገሊፆም’ለው።
Your browser doesn’t support HTML5
P2P-Eritrea-Ethiopia-Health