ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ - ዶ/ር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል-2ይ ክፋል

Awet-Weldemichael

ምስ ምሁር ታሪኽ ከምኡ`ውን ምሁር ፖሎቲካውን ፀጥታውን ኩነታት ሰሜናዊ ምብራቅ አፍሪቃ - ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤል ዝተገብረ 2ይ ክፋል ቃለመጠይቕ
ናይ ሎሚ 12 መጋቢት 2013 ዓ.ም መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣሜሪካ ጋሻ ኣብዚ ኣብ ዩናይትድ ሴትይስ ክፍለ ግዝአት ኬንታኪ - Kentucky- ኣብ University Kentucky ፕሮፌሰር ታሪኽን ምሁር ፖሎቲካውን ፀጥታውን ኩነታት ሰሜናዊ ምብራቅ ኣፍሪቃን ዝኾነ ዶ/ር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል`ዩ።
Third Wold Colonialism: Strategies of Liberation ትብል መጽሓፉ ንኤርትራን ምብራቕ ቲሞርን ብዝተወሰነ መልክዑ ተነጻጽር፡

ካልኣይ ክፋል ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።

Your browser doesn’t support HTML5

Awet-Weldemichael-part2