ክሊ ትግራይ ኣብዚ እዋን 'ዚ

ህወሓት/ኢህወደግ መንበር ስልጣን ካብ ዝሕዙ፡ ኣስታት 21 ዓመታት ኮይኑ'ሎ።

ኣብ ትግራይ ኢትዮጵያን ኣብ ባይታ ንዝራኣዩ ለውጥታት፡ ኣቲ መንግስቲ ዝትግብሮምን ይኽተሎምን ዘለዉ ፖሊሲታት ንክዘራረብሉን ኣብ‘ዘን ዝሓለፋ ዓመታት ንዝነበረን ዘሎን ኩነታት ክግምግሙ ኣርባዕተ ኣጋይሽ ተዓዲሞም‘ለው።

ኣርባዕቲኦም ኣጋይሽ ኣብርሃ ገብረዋህድ፡ ገብረመድህን ሓጎስ፡ ኣብርሃ ደስታን ስልጣን ሒሸን'ዮም።

ኣርባዕቲኦም ኣጋይሽ ኣብ ከተማ መቀለ ትግራይ ኮይኖም‘ውን ዝካትዑ።

ቀዳማይን

Your browser doesn’t support HTML5

Tigray-Today


Your browser doesn’t support HTML5

TigrayToday-PartTwo




ካልአይን ክፋል‘ቲ ክትዕ ክትሰምዑ ተዓዲምኩም ኣለኹም።

ንምስምዑ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።