ንውርሻ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ዝገምገመ ክትዕ (1ይ ክፋል)

መለስ ዜናዊን ኣዜብ መስፍንን

”መለስ ብኣፈላላይ ዝኣምን፣ሕድሪ ስውኣት ንደቂቃ እንተየዕበረ፣እንተይጠለመ ናብ መወዳእታ ዘብፀሐ‘ዩ።ህዳሴ ኢትዮዽያ ዘበሰረ።ናይ ዓለም ውፁዓት ጠበቃ‘ዩ መለስ“ይብል ኣብራሃ ገ/ዋህድ።

ብዛዕባ ራኢ ሪኢቶ ዝሃበ ኣቶ ኣብራሃ ደስታ ብወገኑ”ስልጣን ዝሓዘ ፓርቲ ናይ ግድን ፖሊሲታት ክህልውዎ ግድን‘ዩ።ምናልባት እቲ ራኢ ንብሎ ዘለና፣ናይ‘ቶም ስውኣት ወለድና እንተኾይኑ ግን፣እዚ ራኢ‘ዚ ኣይተዓወተን” ይብል።

ኣርባዕተ ኣጋይሽ ኣብ ልዕሊ ቀ/ሚ መለስ ዝመርሕዎ ህወሓት/ኢህወዴግን ከምኡውን መንግስቲ ኢትዮዽያን ኣብ‘ዘን ዝሓለፋ ዓመታት ክግምግሙ ተዓዲሞም‘ለው።ኣርባዕቲኦም ኣጋይሽ ኣብ መቀለ ትግራይ ኮይኖም‘ውን ዝካትዑ።ንቀዳማይ ክፋል‘ቲ ክትዕ ክትሰምዑ ተዓዲምኩም ኣለኹም።ካልኣይ ክፋል ሶኒ ክቀርብ‘ዩ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣዳምጹ