መንግስቲ ኢትዮጵያን ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋደንን ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ልዝብ ሰላም ክገብሩ ተሰማሚዖም

ONLF Fighters

ኣብ ሚንስትሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ሓላፊ ዲፕሎማሲ ኣቶ ጌታቸው ረዳ፡ ኣብ ግንባር ሓርነት ኦጋደን ድማ ሓላፊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣቶ ሓሰን ዓብዱላሂ ንቪኦኤ ኣረጋጊጾም

እቲ ዘተ ኣካል`ቲ ብግዜ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ ዝተጀመረ`ዩ ይብሉ ኣቶ ጌታቸው ረዳ። ኣቶ ሓሰን ዓብዱላሂ ድማ፡ ኣብ ኣጀንዳ ዝርርብ ተሰማሚዕና`ለና ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ`ቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

ONLF-Ethiopia-Media-09-10-12