ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ.ሶማል ን2 ዓመታት ተናዊሑ ዝነበረ መዝነቶም ብምስራዝ ምስ ተቓወምቲ ንምልዛብ ድልው ምዃኖም ገሊጾም

ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ኣብ ዋና ኸተማ ሞቓድሾ ብዝተላዕለ ጎንፅን ሰልፍታትን ንኽልተ ዓመት ተናዊሑ ዝነበረ ዕድመ ስልጣኖም ብምስራዝ ንከባቢያውን ዓለምለኸ ድፊኢትን ከምዝተቐበሉ ተፈሊጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

ፕረ.ሶማል ን2 ዓመታት ተናዊሑ ዝነበረ መዝነቶም ብምስራዝ ምስ ተቓወምቲ ንምልዛብ ድልው ምዃኖም ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:19 0:00

This item is part of
XS
SM
MD
LG