ኣካፍል
መሕተሚ
ፓርላማ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብዘካየዶ ኣኼባ ኮሚሽን ዶብን ምምሕዳርን መንነትን ክምስረት ብኣዋጅ ኣፅዲቑ።
ቤት ምኽሪ ፌደረሽን መፍትሒ ክገብረሎም ዘይኸኣሉ ጉዳያት በዚ ኮሚሽን ክፍትሑ ከምዝኽእሉ ተኣሚኑ’ሎ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available