ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባቢ ደደቢት ደብዳብ ከቢድ ብረት ኣካይዱ ክብል ክልል ትግራይ ይኸስስ


'ወታሃደራዊ ኮማንድ ፖስት ትግራይ' ብምባል ካብ መቐለ ዝወጸ መግለጺ ትማሊ ረቡዕ ብወገን ደደቢት ናይ ሓደ ሰዓት ዝኸውን ደብዳብ ከቢድ ብረት ብወገን ፈደራላዊ መንግስቲ ከም ዝተኻየደ ይሕብር። ነቲ ዝወጸ መግለጺ ኣመልኪቱ መብርሂ ንድምጺ ኣመሪካ ዝሃበ ኣባል ኣመራርሓ ዝምድናታት ክልል ትግራይ ፕሮፈሰር ክንደያ ገብረህይወት'ዩ።

XS
SM
MD
LG