ኣካፍል
መሕተሚ
ፈተናታት እንተጋጠሙና’ኳ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ከይዲ ለውጢ ንድሕሪት ኣይምለስን ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ኣሕመድ ሸዲ ኣፍሊጦም።
እቶም ሚንስተር እቲ ለውጢ ፈፂሙ ኣይምለስን ንቕድሚት ክቕፅል እዪ ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
No media source currently available