ኣካፍል
መሕተሚ
"ፆመ ትግራይ" ብዝብል ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ትግራይ ዝተኻየደ ፆምን ፀሎትን ትማሊ ተዛዚሙ::
በቲ ፆም ምኽንያት ኣብ ብዙሓት ከተማታደው ኢሉ ዝነበረ ኣገልግሎት መጓዓዝያን ስራሕቲ ትካላት ንግድን ሎሚ ዓርቢ ተጀሚሩ'ሎ::
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::
No media source currently available