No media source currently available
ኣብ ኣመሪካ ካብ ወርሒ ሕዳር ጀሚሩ ክሳብ ወርሒ ጥሪ ተደራራቢ በዓላት ይኽበር። ብዘይካ እቲ ልሙድ ከም መዓልቲ ምስጋና፡ ልደት፡ ሓዲሽ ዓመት ዝበሉ በዓላት መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ክርስትያን ንኣቆጻጽራ ግእዝ ተኸቲሎም ንበዓል ልደት የኽብሩ።