ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ኹሎም ውድባት ሓድነት ክፈጥሩ ጸዊዑ

ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ኹሎም ውድባት ኦሮሞ ሓድነት መስሪቶም ብሓደ ክሰርሑ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ።

እቲ ግንባር ሎሚ ቅነ ኣብ ከተማታት ኦሮሞ ዝንቀሳቀስ ዝነበረ ሰራዊት ሰራዊትና ኣይኮነን ክብል’ውን ገሊጹ’ሎ።

ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ስርዓታት ዝተቃለሰ ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ኣብዚ እዋን’ዚ ንሰለስተ ኣብ ልዕሊ ምክፍፍሉን ካልኦት ሓያለ ናይ ፖለቲካ ፓርቲታት ብምፍጣሮም ኩሎም ናብ ሓደ ክመጹን ሓድነት ክፈጥሩን ካብ ማሕበረሰብ ዝለዓለ ጸቕጢ ይበጽሖም ምህላው’ውን ሓቢሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ኹሎም ውድባት ሓድነት ክፈጥሩ ጸዊዑ

No media source currently available

​
XS
SM
MD
LG