ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ትካላት ንግዲ ክልል ትግራይ ትስፉዎ ምንቅስቓስ ይገብሩ

▶ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ትካላት ንግዲ ክልል ትግራይ ትስፉዎ ምንቅስቓስ ይገብሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:54 0:00

▶ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ትካላት ንግዲ ክልል ትግራይ ትስፉዎ ምንቅስቓስ ይገብሩ

ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ፡ ኣቐዲሙ ኣብ ክልል ትግራይ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ክኽፈት ስለ ዝጀመረ፡ ሰብ-ዋኒን ትስፉዎ ምንቅስቓስ ንግዲ የርእዩ ከም ዘለዉ ንድምጺ ኣመሪካ ኣካፊሎም።

እቶም ርእይቶ ዝሃቡ ነጋዶ፡ እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ምኽፋት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ቀጻልነት ክህሉዎ’ውን ተተስፍዮም ኣለዉ።

This item is part of
XS
SM
MD
LG