No media source currently available
ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ምልጋስ ደም ብምዝሕሓሉ ዋሕዲ ደም ከጋጥም ምኽኣሉ ዳይረክተር ደም ባንኪ መቐለ ኣይተ ሳምሶን የማነ ገሊፆም። ዳይረክተር ደም ባንኪ መቐለ ኣይተ ሳምሶን የማነ ከይዲ ሕክምና ኣብ ስራሕ እናሃለወ እቲ ምልጋስ ደም ግን ብምዝሕሓሉ ነዚ ንምትካእ ፃዊዒት ምልጋስ ደም ከምዝገበሩ ይዛረቡ።