ቦይንግ 737 ዝዓየነታ ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተበጊሳ ናብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ እተምርሐሉ ዝነበረት ግዜ ብዘጋጠማ ሓደጋ ከምዝወደቐትን ኩሎም ጽዒናቶም ዝነበረት ተሳፈርቲ ድማ ከምዝሞቱ ተገሊጹ።
ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ
![ካብ ቤተሰብ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ](https://gdb.voanews.com/d42c4488-ce95-4c02-8075-7f591c392a68_w1024_q10_s.jpg)
1
ካብ ቤተሰብ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ
![ምእካብ ሬሳ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ](https://gdb.voanews.com/5b54a585-0630-4e34-bf2a-cb9c5ce51ba9_w1024_q10_s.jpg)
2
ምእካብ ሬሳ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ
![ተበቲኑ ዝተረኽበ ጫማ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ](https://gdb.voanews.com/fa558844-eb5e-4974-864b-38077f04b8ff_w1024_q10_s.jpg)
3
ተበቲኑ ዝተረኽበ ጫማ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ
![ካብ ቤተሰብ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሃይ ንምርካብ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬን ያታ እናምርሑ](https://gdb.voanews.com/b9c21025-af6e-40cf-8356-db91f7fbf008_w1024_q10_s.jpg)
4
ካብ ቤተሰብ ግዳያት ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ድሃይ ንምርካብ ናብ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬን ያታ እናምርሑ